Fana: At a Speed of Life!

ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ሓቲቱ።

ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዙሪያ ሊዝ ፋይናንስ ይዛተ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ዘተ ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ዝተገበሩ ምምሕያት ማዕቐፍ ሕጊ ንዕቤት እቲ ዓውዲ ኣስተዋፅኦ ይግበሩ እምበር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ምስራሕ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ።

ባንኪታት ሓፈሻዊ ልቐሐን 5 ሚኢታዊ ኣብ ፋይናንስ ሊዝ ሕርሻ ከውዕሉ ይግባእ ይበሃል እምበር ቁፅፅር ኣብ ምግባር ግን ትኹረት ክግበረሉ ይግባእ ተባሂሉ።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.