Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ።

ካብ ሞንጎ ናይ ድጋፍ ሰለውፊ ዝኻየደሎም ከባቢታት፥ ከተማታት ኣምቦ፣ ለገጣፎ፣ መቱ፣ ሰንዳፋ በኬን ሰሜን ሸዋ ፍቼን ይርከቡዎም።

ኣብቲ ናይ ድጋፍ ሰልፊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ለውጢን ዝድግፉ ጭርሖታት ተጋዊሖም፡፡

እቶም ሰልፈኛታት ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘለዎም ድጋፍ ብምግለፅ፥ ከይዲ ለውጢ ንምትዕንቓፍ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ኮኒኖም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.