Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣልጄሪያ ሊ ሊያንሄ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣልጄሪያ ሊ ሊያንሄ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካን ካልኦት ክልተኣዊ ጉዳያትን ዘደሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ነቢያት፥ መንግስቲ ኣብ ሰክልል ትግራይ ኣድለይቲ ዝኾኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ኣቕሑት ሕክምናን ንዝተጎድኡ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ብዛዕባ ዘሎ ልዑል ፃዕሪ ዝምልከት መብርሂ ሂቦምዎም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ካልኦት ዞባዊን እዋናዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ገለፃ ምግባሮም እውን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬጣ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.