Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም።

ከመተከል የተፈናቀሉ እና በቻግኒ ራንች መጠለያ ጣቢያ ከተጠለሉ ተጎጂዎች ጋር ተወያይተዋል።

ኣብቲ እዋን ዘተ ኣተሓባባሪ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣይተ ተስፋየ በልጅጌ፣ ዋና ኣተሓባባሪ እቲ ኮማንድ ፖስት ሌተናል ጄነራል ኣስራት ዴኔሮ፣ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

“ንመንግስት ዝረድእ ሰራሕተኛ ሓረስታይ መዓልታዊ ኹላሶ እናሓተተ ክቕፅል ኣይግባእን” ዝበሉ እቶም ተመዛበልቲ፥ መንግስቲ ዘላወቒ መፍትሒ ክህቦም ከምዝግባእ ሓቲቶም።

ፀገም ተበፃሕነት ዕለታዊ ምግቢ፣ ክዳውንቲን ዝስተ ማይን ስለዘሎ ኣዴታትን ህፃናትን ኣብ ፀገም ከምዝኾኑ እቶም ግዳያት ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.