Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ መፅሄት ፋይናንሺያል ኣፍሪክ “ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት” ተዓዊቶም።

እቲ መፅሄት ኣብ ፓሪስ ዝሕተም እንትኸውን፥ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣቢጃ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ተበርኪቱሎም ኣሎ።

በቢዓመቱ ምምራፅ 100 ፍሉጣት መራሕቲ ፋይናንስ፣ ገንዘብን ኢኮኖሚን ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.