Fana: At a Speed of Life!

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ባዕሉ ብባዕሉ ብንትሕብባር ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ጃን ሜዳ ኣብ ዝተኸበረ ስነ ስርዓት በዓል ጥምቀት ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢ ብምድግጋፍን ብምክብባርን ሃገሩ ንክሕሊ ፃውዒት ኣቕሪቦም። 

መናእሰይ ንገዛእ ርእሶም ካብ ኤች እይ ቪ ንክጥንቀቕ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ 

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana 

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ 

 

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

 

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.