Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሓ ኣለዎ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሐ ከምዘለዎ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።

ሚኒስቴር ሰላም “ ወግዒ ሰላም፣ ብሄራዊ ምርድዳእ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም” ብዝብል ዘዳለዎ መድረኽ ፓነል ተሳሊጡ።

እተን ሚኒስትር፥ እቲ መድረኽ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምምፃእን ዝተዛብዑ ኣተሓሳስባታት ናብ ቅኑዕ ቦታ ንምቕማጥን ንኹሉ ብዘሳትፍ ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸ ዘተ ከምዘድሊ ተዛሪበን።

ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሐ ከምዘለዎ እውን ሓቢረን።

እቲ መድረኽ ካብ ውልቃዊ ስምዒትን ጉጅለኣዊ ባህጊን ብዝፀረየ ንሓበራዊ ህንፀት ሃገር ረብሓ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.