Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም።

እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ጉምቢ ቦርዶዴ ብመስኖ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይ ኢዮም ተዓዚቦም።

ኣይተ ሽመልስ ኣብ ስራሕቲ መስኖ ንዝተዋፈሩ ሓረስቶት ኣብ እዋን እቲ ዑደት ኣበረታቲዖም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.