Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ።

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ሃገራዊ ሰላምን ህዝባዊ ሓድነትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያታትን ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም።

መራኸብቲ ሓፋሽ ክብሪ  ኩለ መዳያዊ ድሕንነት ሰባትን ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ሓበሬታታት ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ኣብቲ መድረኽ እቶ ከምዝቐረበ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.