Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ።

እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ምስ ሰብኣዊ መሰል ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ስዒቡ ንምፍፃም ዘኽእል ከምዝኾነ  ኮሚሽነር ኮሚሽን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶክተር ዳንኤል በቀለ ገሊፆም።

እቶም ኮሚሽነር ከምዝበልዎ ንዓመታት ዝፀንሑ ፀገማት ንምቕራፍ ዘኽእል ረቀቕቲ ሕጊታት ተዳሊዮም ኣለዉ።

እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ካብ ምስረታ ሕጊ ክሳብ ምርመራ፣ ካብ ምርመራ ክሳብ ፍርዲ ኣወሃህባ ዘለዉ ከይዲታትን ሕጊታት ዳይነትን ዝፍትሽ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.