Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን።

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

እተን ሸቶታት ድማ ጌታነህ ከበደ፣ ኣቤል ያለው፣ ጋዲሳ መብራቴን ኣስራት እሽቱን ኣመዝጊቦምወን።

ብወገን ጋንታ ሲዳማ ቡና ድማ እስራኤል እሸቱን ፍፁም ገብረማርያምን ኣመዝጊቦምወን።

ድሕሪ ሰዓት ዝተረኸባ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ሃዋሳ ከተማ ድማ ብዓወት ሃዋሳ ከተማ ተዛዚሙ።

ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዝተዓወተት እንትኸውን፥ ብሩክ በየነ ድማ ነታ ሽቶ ዘመዝገበ ተፃዋታይ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.