Fana: At a Speed of Life!

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፤ ልምዓት ዘላቒ ሰላም የምፅእ፣ ፍኖተ ምዕባለ ብሄራዊ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ድማ ነዚ ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ።

እቲ ትልሚ ልምዓት፥ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ገሊፆም።

ኣብዞም ፈተንቲ እዋናት ዘላቒ ሰላም ጋህዲ ንምግባር እውን ናይ ቀረባ ተሳትፎ ዜጋታትን ትካላትን ዝደልይዩ ብዙሓት ስጉምቲታት እናተወሰዱ ከምዝርከቡ ኣብሪሆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.