Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን።

እተን ሚኒስትር ብኤሌክትሮኒክስ ዝተሓገዘ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ መዝገብ ጥዕና ቦታታት ሕሙማት ማእኸል ዝገበሩ ንኽኾኑ ንምኽል ዝተሰርሑ ስራሕቲ እውን ጎብኒየን፡፡

ኣብቲ ዝገበረኦ ዑደት፥ ብቆራፅት ዝሰርሓ ሆስፒታላትን ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልልን ኣመስጊነን፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.