Fana: At a Speed of Life!

ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን።

ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን – 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ – 90 ሚሊየን ብር

ማሕበረሰብ ሚኒስቴር ላዕለዎት ትካላትን ሳይንስን – 5 ሚሊየን ብር

ትካል መድን ኢትዮጵያ – 15 ሚሊየን ብር

ሞሐ ፒ.ኤል.ሲ – 10 ሚሊየን ብር

አቮን ኢንደስትሪስ ፒ.ኤል.ሲ – 5 ሚሊየን ብር

ላየንስ ኢንተርናሽናል ትሬዲንግ ፒ.ኤል.ሲ – 5 ሚሊየን ብር

ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣምሓራ  – 20 ሚሊየን ብር

ኤ.ቢ.ኤች ፓርትነርስ – 10 ሚሊየን ብር

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ – 5 ሚሊየን ብር

ስታር ቢዝነስ ግሩፕ – 10 ሚሊየን ብር

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ – 10 ሚሊየን ብር

ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ – 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ገይሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.