Fana: At a Speed of Life!

ካብ ታሪክ ብዘይምምሃር ኣብ ዕንክሊል ብሓዊ ምፅዋት ብዛዕባ ዘእትወና ተግባር ንምቅላስ ተዋዲድና ንስራሕ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ ሕልፈት ህይወትን ጉድኣት ኣካልን ብዝምልከት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

ሞት ብፍፁም ክንላመድ ኣይብልናን እወን ኢለን።

ኣብ ዞባ መተከል በቢግዜኡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት፥ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናትን ቤተሰብን ዝፍፀም ምቕተልቲ ብፅኑዕ ዝውገዝ ከምዝኾነ እውን ኣብሪሀን።

ስለዝኾነ ካብ ታሪክ ብዘይምምሃር ኣብ ዕንክሊል ብሓዊ ምፅዋት ብዛዕባ ዘእትወና ተግባር ንምቅላስ ተዋዲድና ንስራሕ ኢለን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.