Fana: At a Speed of Life!

286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

መንግስቲ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ፤ ብፍላይ ድማ ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 286 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ተገይሩ ኢዩ።

ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም ንተመለስቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.