Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም

 

ኣዲስ ኣበባ፣14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(አይ ኤም ኤፍ)  ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም።

ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዘሎ ኣፈላላይ ናብራ ብዛዕባ ምፅባብን ብምኽኒያት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብሓባር ብዛዕባ ምስራሕ ከምዝተዛተዩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ብተወሳኺ ካብ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ኮቪድ ንምድሓን ብዛዕባ ዝግበር ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ብዝምልከት ብስልኪ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.