Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ ፕሮጀክትታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ 4 ሺህ 359 ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣፍሊጦም።

ካብዚኦም እቶም 3 ሺሕን 519 ናብ በርኪ በዓል ሃፍቲ ዝተሰጋገሩ ሓረስቶት እንትኾኑ እቶም 316 ድማ መናእሰይ ኢዮም ተባሂሉ።

450 ሃገር በቀል ሰብ ሃፍቲን ቀጥታ ኢንቨስትመነት ወፃኢ ዓዲን፣74 ሕቶ ምስፍሕፋሕ ዘቕረቡ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።

እቶም ፕሮጀክትታት ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ እንትኣትዉ ን313 ሺሕን 566 መናእሰይ ዕድል ስራሕ ክፈጥሩ ኢዮም ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.