Fana: At a Speed of Life!

ብሕጊ ዝድለዩ ኣባላት ጁንታ ዘለዉሉ ከባቢ ንዝሓበረ ኣካል 10 ሚሊየን ብር ሽልማት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሕጊ ዝድለዩ ኣባላት ጁንታ ዘለዉሉ ከባቢ ንዝሓበረ 10 ሚሊየን ብር ሽልማት ከምዝተዳለወ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።

እቲ ሽልማት መንግስቲ ዝወሰዶ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ስዒቡ ዝተሓብኡ ኣባላት ጁንታ ንዝሓበረን ኣሕሊፉ ንዝሃበን ኣካል ዝወሃብ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ መምርሒ  ሌተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ገሊፆም።

ብሃይለየሱስ ስዩም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.