Fana: At a Speed of Life!

90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቶም 10 ህፃናት ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ግሎባል ኣሊያንስ ምስ ዝተብሃለ ብኢትዮጵያዊያን ዳያስፖራ ዝተጣየሸ ግብረ ሰናይ ብምትሕብባር ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ።

ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት (IOM) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.