Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘካተተ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣምባሳደራት ኖርዌይ፣ ፊንላንድ፣ ኣየርላንድ፣ ጃፓን፣ ቱርክን ስዊድንን ዘካተተ ኢዩ፡፡

እቲ ጉጅ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሉ ካብ ቴሌቪዥን ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ጉጅለ ብብርኪ ዓለም ንመበል 29 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 15ግዘ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን እናተሳተፈ እንትኸውን፥ እቲ በዓል ኣብ መላእ ዓለም ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.