Fana: At a Speed of Life!

ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ።

ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡

ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ተቀዳሚት ፕሬዚዳንት እቲ ፎዴሬሽን ኮይና እናገልገለት ፀኒሓ ኢያ፡፡

እታ ኣትሌት ፕሬዚዳንት ኮይና ክትምረፅ ዝኸኣለት፥ ብ27 ናይ ድጋፍ ድምፂን ሓደ ተቓውሞን ብምካብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.