Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮ ተዛቲየን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ በዓል ሽመት ፕሬዚዳንት ኮትዲባር ኣላስታ ኦታራ ንምርካብ ናብቲ ቦታ ምኻደን ይፍለጥ፡፡

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተደመቀ መኮንን ምዝታዮም ዝዝከር ኢዩ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮን ኣብ ኮትዲቯር ዝገበሩዎ ዘተ እውን ኣብዚ ጉዳይ ዘተኮረ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.