Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 799 ሓገዝ ገይሮም።

ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ትማሊ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምትእኽኻብ ተባሂሎም ኣብ ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳባት ልዕሊ ብር 799 ኣታዊ ምግባሮምን ቃል ከምዝኣተዉን ተሓቢሩ።

ካብ ሞንጎ እዚ ድማ ብር 229 ሺሕን 617 እቲ ዘተ ቅድሚ ምክያዱ ድጋፍ ዝተገበረን ቃል ከምዝተኣተወን ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ፥ ኣብቲ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ዝተሳለጠ ኣኼባ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ መብርሂ ገይረናሎም።

ተሳተፍቲ ብግደኦም ኣድላዪ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ዝግበር ምንቅስቓስ ብሙሉእ ልቢ ከምዝድግፉ ብምግላፅ፤ ኣብ ከይዲ ብልዑል ምልዕዓል ንወገን በፃኺ ወገን ከምዝኾነ ንምርኣይ ነዚ ዕላማ ተባሂሎም ኣዝተኸፈቱ ሒሳብ ቁፅሪታት ብቐጥታ ሓገዝ ምግባሮም ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.