Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን።

ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ ባካዮኮ ኣቀባብላ ገይሮምለን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኮትዲባር ዝገብረኦ ፃንሒት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት መራሕቲ ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.