Fana: At a Speed of Life!

ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ መሰረታዊ ግልጋሎታት ቴሌኮምን ሓይሊ ኤሌክትሪክን ድሕሪ ፅገና ተመሊሶም እናቐፀሉ ይርከቡ።

ዳግመ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት እናተሳለጠ ከምዝኾነን ሰባኣዊ ሓገዝ እናቐረበ ከምዝርከብን እውን ገሊፆም።

“ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕና ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ” እውን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.