Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 16 ሚልየን ብር  ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 16 ሚልየን ብር ንላዕሊ ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒት ናይ ሕክምና መገልገሊ ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድማ ክከፋፈል እዩ ተባሂሉ።

እቲ መድሓኒት ናብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታልን ጣብያ ጥዕናን  ክከፋፈል እዩ።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ዕለት ምግብን ዝተፈላለዩ ናውቲን እናተጎዓዓዘ ይርከብ።

መሰረተ ልምዓት መሊስካ ምህናፅ ስራሕቲ ብቕልጡፍ እናተሳለጠ እንትኸውን ኤሌክትሪክ ቴሌኮም ግልጋሎት ናብ ስራሕ እናኣተው ምዃኖም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.