Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ የርኢዩ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እዋን ወፍሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ እናርአዩ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ዜጋታት ንልምዓት ቁርፀኛታት ምዃኖም ዘጠራጥር ኣይኮነን” ኢሎም።

“ንተኽሎም ፈልሲታት ፍረ የፍሪዩ፣ ዝዘራእናዮ እውን ክንዓፅድ ኢና” ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.