Fana: At a Speed of Life!

ድሕሪ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እዚ ተግባር ሰለስተ መልክዕ ኣለዎ እዉን ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ሰብኣውን ማሕበራዊ ድጋፍ፣ ዝተጎድአ መሰረተ ልምዓት መሊስካ ምህናፅን መሰረታዊ ልምዓት መሊስኻ ምጅማር ኢዮም።

እዘን ስራሕቲ ኣፍቲ ቦታ ዝተረኸቡ ጉጅለ ተጀሚሩ እዩ።

ኣገልግሎት ሰብኣዊ ድጋፍ ተጋለፅቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ።

“ሓደ ኮይና ዝተቛረፀ ነቐፅል፣ ዝፈረሰ ንህነፅ፣ ንፅባሕ እውን ክነልምዕ ኢና” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ድረ ገፅ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.