Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ (አኖካ)  ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲየን።

ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብዚ ንምስታፍ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ብምርካብ እዛ ሃገር ዘለዋ ልዑል ታሪክ ኦሎምፒክ ንምኽባር ምኽኣሎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.