Fana: At a Speed of Life!

መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ከተማ ሰማራ ኣብ ዝኽበር ዘሎ እቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ክልል ይሳተፉ ምህላዎም ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.