Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ኣልጀርስ ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀረስ ነብያት ጌታቸው ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶን ፍላቪያ ጂኦርዳኒን ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር ነብያት ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ደገፍ ምክርካብ ኣብ ዝካኣለሉን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ተግባርን ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ካብ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ኣልጀሪያ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብስደተኝነት ዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን ክብሮም ተሓሊዩን ግቡእ ደገፍ ተገይሩሎምን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ብዓለም ለኻዊ ቢሮ ትካል ስደተኛታት ንዝተገበረ ደገፍ አመስጊኖም።

የፌደራል መንግስት ሕግንና ሥርዓትን በማስከበር እንቅስቃሴው ውስጥ አጥፊው ቡድንና የሕወሓት ጁንታ የተቆጣጠረውን የትግራይ ክልል ዜጐች ለጉዳት ሳይጋለጡ በኃላፊነትና በጥንቃቄ በአጭር ጊዜ ነፃ ለማውጣት መቻሉንም አብራርተዋል።

መንግስቲ ፌዴራል ሕጊ ንምኽባር ኣብ ዝገበሮ ምንቅስቓስ ጁንታ ህወሓት ዝተቖፃፀሮ ዜጋታት ክልል ትግራይ ንጉድኣት ከይተቓልዑ ብሓላፍነትን ጥንቃቐን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ነፃ ምውፃእ ከምዝኸኣለ ኣብሪሆም።

ብምኽኒያት ኲናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናብ ዝተረጋገዐ ህይወ3ት ንክምለሱ መንግስቲ ኣድላዪ ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጦም።

ሓላፊ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶ ብግደኦም፥  ትካሎም ኣብ ክሊ ጉዳያት ስደትን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ተመዛበልቲ ዜጋታት ክብሮም ተሓሊዩ ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ ኩነታት ምምዕርራይ ከምኡውን ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ደው ንምባል ዝተፈለላዩ ስራሕቲ ከምዝስራሕ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.