Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ እቲ ጁንታ ብምስዓሩ ህዝቢ ሓጎሱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነይ መወዳእታ ምሽግ ጁንታ ህወሓት ዝኾነት ከተማ መቐለ ምቁፅፃሩ ስዒቡ ሓጎሶም ገሊፆም።

ነበርቲ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ኮሶበር፣ ወረታ፣ ኣዲስ ዘመን፣ ዳንሻ፣ ወልድያ፣ ቆቦ እና ካልኦት ከተማታት እውን ጁንታ ህወሓት ስለዝተሰዓረ ሓጎሶም ገሊፆም።

ነበርቲ ከተማታት ወልቃይት፣ ጠገዴን ዳንሻን እውን ከሓዲ ጉጅለ ህወሓት ምድምሳሱ ስዒቡ ሓጎሶም ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.