Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እታ ሃገር ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.