Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝገበሮ መተኣኻኸቢ እቶት ቁፀሪ መልእኽቲ ሓፂር ፅሑፍ 6800 ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ዝኾነ ይኹን ሰብ ናብ 6800 ዝደለዮ መጠን ገንዘብ ብምእታው ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎ ክብሪን ሓገዝን ክገብር ከምዝኽእል ኣፍሊጡ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.