Fana: At a Speed of Life!

ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ኢድ ንኽህቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት ጉጅለ ካብ ተግባሮም ተቖጢቦም ብሰላም ኢዶም ክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ።

ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ኣብ መንነት ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም እናተፀብፀበ ፀኒሑ ኢዩ፡፡

እቲ ዝፈፀሙዎ ገበን ብሕጊ ኢትዮጵያ ይኹን ብዓለም ለኸ ሕጊ ከሕትት ዝኽእል ምዃኑ ምእማን ይግባእ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣገንዚቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.