Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ።

ኣብቲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ፥ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምትኳር ዘተ ከምዝግበር ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሚስራ ኣብደላ፣ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስ ኣለም በዛብህን ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባ ገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖታትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.