Fana: At a Speed of Life!

መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባል ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባልን ናብ መረበቶም ንምምላስን ድሉው ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕቸበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ ዝተሰደዱ ንፁሃን ዜጋታት ንብረቶም ንምሕላው፣ ብሰራዊት ምክልኻል ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብን እንትምለሱ ሰላሞም ንምሕላውን ድሉዉ ከምዝኾነ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.