Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ንጉሆ ከባቢ ሰዓት ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ “ዓድዋ ድልድይ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ዝተፈንጀረ ቦምቢ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀ ሰብ ጉድኣተ ከምዝበፅ ኢዩ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ ዘሎ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.