ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፦
• ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፣
• ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊ ጦር
• ሌ/ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምክትል ኤታማዦር ሹም
• ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን
• ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኮይኖም ተሸይሞም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana