Fana: At a Speed of Life!

ሰለስተ መኮንናት ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ካብ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ተነኪዮም ዝነበሩ ሰለስተ ኣመራርሓታት ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ናብ ምክልኻል ሰራዊት ንኽምለሱ ዝተፀውዒ መኮንናት፦
1. ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ
2. ሌ/ጄኔራል ዮሃንስ ገ/መስቀል
3. ሌ/ጄኔራል አበባው ታደሰ ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.