Fana: At a Speed of Life!

297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን እቶም 25 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ኣብያተ ዕዮን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ መረዳእታ የረደእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.