ብበዝሒ ዝተነበቡ
- ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም
- በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
- ብትራፊክ ሓደጋ ህይወት 28 ሰባት ሓሊፉ
- በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት
- ባንኪ ዓለም ኣገልግሎት ጥዕና ገፀር ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ
- ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ
- በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ
- 99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ኤምባሲ በቢእዋኑ ፍልሰታት ናብ ሃገር ናይ ምምላስ ስራሕ እናሰርሐ ይኹን እምበር ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ስደት በቢመዓልቱ ዝጠፍእ ቁፅሪ መዋቲ ክንኪ ከምዘይከኣለ ኣገንዚቡ።
- ኣብ ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ቀሪቡ
- ራፋዬል ቫራን ጫማ ሰቒሉ