Fana: At a Speed of Life!

99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ኤምባሲ በቢእዋኑ ፍልሰታት ናብ ሃገር ናይ ምምላስ ስራሕ እናሰርሐ ይኹን እምበር ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ስደት በቢመዓልቱ ዝጠፍእ ቁፅሪ መዋቲ ክንኪ ከምዘይከኣለ ኣገንዚቡ።

99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ።

እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ኤምባሲ በቢእዋኑ ፍልሰታት ናብ ሃገር ናይ ምምላስ ስራሕ እናሰርሐ ይኹን እምበር ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ስደት በቢመዓልቱ ዝጠፍእ ቁፅሪ መዋቲ ክንኪ ከምዘይከኣለ ኣገንዚቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.