Fana: At a Speed of Life!

96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ዜጋታ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ብምትሕብባር ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡

ብተደጋጋሚ ብታንዛኒያ ኣቢሉ ዝግበር ዘይሕጋዊ ፍልሰት÷ ንሞት፣ ንማእሰርቲ፣ ጉድኣት ኣካልን ምንግልታዕን እናቃለዐ ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.