Fana: At a Speed of Life!

900 ሺሕ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 900 ሺሕ ዝኣኽሉ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

ህይወት እቶም ስደተኛታት ንምድሓን፥ እቲ ዝተፀርሐ ሓገዝ ገንዘብ ብህፁፅ ከምዘድሊ እውን ኣተሓሳሲቡ፡፡

አብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ክልል ሶማሌ 100 ሺሕ ንዝኾኑ ተመዛበልቲ ሓገዝ እናቕረበ ከምዝኾነ እቲ ትካል ገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.