Fana: At a Speed of Life!

83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብቲ ዓዲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምዃን 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም መሊሱ።

እቲ ኤምባሲ ሰነድ ጉዕዞ ብምስንዳእን ግንዛበ ብምሃብን እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ ካብ የመን ናብ ጂቡቲ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ዝተረፉ ድማ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ንምስጋር ናብ ጂቡቲ ድሕሪ ምእታዎም ብብሕሪ ናይ ምስጋር ሓሳቦም ዝቐየሩ ኢዮም ተባሂሎም።

ካብ ኢትዮጵያ-ጂቡቲ-የመን ዝግበር ዘይሕጋዊ ፍልሰት ሰባት ብሓደጋ ዝተኸበበ ከመዝኾነ ይዝረብ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.