Fana: At a Speed of Life!

82 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፃዕሪ ሎሚ መዓልቲ 82 ደቂ ኣንስትዮ ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገረን ተመሊሰን።

እተን ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ብተወከልቲ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣቀባበል ተገይሩለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.