Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገሩ ኣምፂኡ።

ኣትሌት ቢኒያም መሓሪ መበል ታሽዓይ፣ አትሌት ጌትነት ዋለ መበል 11 ብምውፃእ ውድድሮም ዛዚሞም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.