Fana: At a Speed of Life!

75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሶም ተገሊፁ።

መገዲ ጅቡቲ-የመን ኣዝዩ ሓደገኛ ካብ ምዃኑ ንላዕሊ በቢዕለቱ ናይ ብዙሓት ህይወት ይቐጥፍ ከምዘሎ ኣብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.